About ጀርመን ባዕልኻ ተምሃር German Tigrinya
አዛ ኣፕ ፊደላት፡ ኣሃዛት፡ ሰላምታ፡ ዕዳጋ፡ ኣዋርሕ፡ ኣገላልጻ ሰባት፡ ወቕትታትን ኩነታት ኣየርን ካልእን ትሕዝቶታት ብቛንቓ ጀርመንን ትርጉሞም ብ ትግርኛን ሓዚላ ትርከብ። አዛ ኣፕ ኣብ ቐጻሊ ምዕባለ አያ ትርከብ። ስለዚ ቐጻሊ ሓድሽ ትሕዝቶታት ክውሰኻ አዩ። ዝኾነ ርእይቶ ምስዝህልወኩም ብ alemeyapp@gmail.com ርኸቡና።
This App helps you teach yourself the basic German in Tigrigna language.
ኣርእስትታት
ፊደላት ፡ ቑጽርታት
ሰላምታ
ሰዓት ፡ መዓልታት ፡ ኣዋርሕ
ዕለት ፡ ወቕትታት
መግቢ
ዕዳጋ
ኩነታት ኣየርን ክሊማን
ሕብርታት
ሰባት ስድራቤት ፡ ኣገላልጻ ሰባት
ሕክምና
ስዋስው
Noun, Maskulin, Feminin, Neutrum
Nominativ ኖሚናቲቭ, Akkusativ ኣኩዛቲቭ, Dativ ዳቲቭ
ኣኩዛቲቭ ፕሪፖዚሽናት
ዳቲቭ ፕሪፖዚሽናት
ኣኩዛቲቭን ዳቲቭን ፕሪፖዚሽናት
Plural ድርብ ብዙሕ
Download and install
ጀርመን ባዕልኻ ተምሃር German Tigrinya version 2.3 on your
Android device!
Downloaded 10,000+ times, content rating: Everyone
Android package:
com.alemey.germanbaelkhatemhar, download ጀርመን ባዕልኻ ተምሃር German Tigrinya.apk
by M####:
Niceeeeeeeeeeeeeee